Name of website | brhane kesete | brhanekesete©2006/2014 |
---|---|
Index meta description | በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን. 1፥ ሚስጢረ ስላሴ 2፥ ሚስጢረ ስጋዊ 3፥ ሚስጢረ ጥምቀት 4፥ ሚስጢረ ቁርባን 5፥ ሚስጢረ ትንሳኤ ሙታን ኢዮም። 1-ሚስጢረ ስላሴ ስላሴ ማለት ሰለስትነት ማለት’ዩ። ሰለስተነቱ ከኣኣብ ሓድነት’ዩ።ሚስጥር ዝተባህለሉ ምክንያት ከኣሓደ ክኾኑ ሰለስተ ፡ሰለስተ ክኾኑ ከኣ ሓደምኻኖም’ዩ።እዚ ኽኣ ሓድነቶም ንሰለስትነቶምክይጠቕለለ ሰለስትነቶም ከኣ ንሓድነቶምክይፈላለየ’ዩ። ዘይረኣይን ዘይምርመርን ኩሉ ክገበርዝኽእልን ንኹሉ ዝፈጠረ መጅመርያኡንመወዳእታኡን ዘይፍለጥ ናይ ዘልኣለም ኣምላኽምህላው ንኣምን።እሱ ክኣ ብኣካላት ሰለስተብመለኾት ሓደ’ዩ።ብኣካላት ኣብ ወልድ መንፈስቅዱስ ይብሃል።ብመለኮት ግን ሓደ ኣምላኽይብሃል።(ማቴ8፡19)(1ይ የው4፡7-8)(የው14፡9-10) 2-ሚስጢረ ስጋዌ ኣምላኽ ብተዋህዶ ሰብ ዝኾነሉ ሚስጥር ሚስጠረ ስጋዌ ይብሃል።እዚኻኣ ኻብቶም ሰልስተኣካላት ካብ ኣብ ካብ ወልድ ካብ መንፈስ ቅዱስ እቲሐደ አካል ወልድ ካብ ሰማየ ሰማያት ወሪዱ ካብቅድስቲ ድንግል ማርያም ካብ ስጋኣ ስጋ ካብ ነፍሳነፍሲ ወሲዱ ብተዋህዶ ሰብ ኮይኑ ምግላጹዘመልክት ኢዩ።ብሓጺሩ ጎይታና መድሓኒና እየሱስክርስቶስ ሰብ ናይ ምኻኑ ሚስጥርማለት’ዩ።ካብቶም ሰለስተ ኣካላት ሓደ ኣካል ወልድንዓና ን ደቂ ሰባት ካብ መርገም ካብ ኩነኔ ከድሕነናኣብቲ ዳሕራይ ዘመን ስጋ ለበሰ።ካብ ድንግልማርያም ተወለድ ብጀካ ሓጥያት ሰብ ዝሰርሖ ኩሉእንዳሰርሐ ዐበየ። ምእንታና ሕጊ ኩሉ ፈጸመ ገላ 4፡4-7 ምእንታናተገርፈ ፡ሓመመ፡ተሰቐለ፡ሞተ፡ተቐብረ ኣብ ሳልሳይመዓልቲ ኻኣ ካብ ሙታን ተፈልዩ ተሰኣ።ድሕሪትንሳኤ ኣብ ዝተፈላለዩ ጊዜታት ንደቀ-መዛሙርቱእንዳተገለጸ ንኣርብዓ መዓልቲ ኣብ ምድሪ ጽነሓ ኣብመበል ኣርብዓ መዓልቲ ኸኣ ናብ ሰማይ ዓረገ ኣብኣብኡ የማን ካኣ ተቐመጠ መላኽቲ ውን ተገዟኡሉ1ይ ጵጥ3፡22 ኣብቲ ዳሕራይ ዘመን ብጌትነትንብምስጋናን ክመጽእ’ዩ ኣብ ህያዋንን ኣብ ሙታንንክፈርድ ኢዩ ንመንገስቱ ካ ፍጻሜ የብሉን።(ዳን7፡13-1 3-ምስጢረ-ጥምቀት ናይ መጀመርያ ኣቦና ኣዳም ናይ እግዚኣብሄርትእዛዝ ስለዘፍረሰ ኣብ ትሕቲ መርገምን ኩነኔን ኮይኑይነበር ኔሩ።እቲ መርገምን ኩነኔን ናብ ደቁው’ንሓለፈ።ስለዚ ሰብ ኩሉ ካላኣይ ካብ ማይን ካብመንፈስን እንተዘይተወሊዱ ናብ እግዚኣብሄርመንግስቲ ክኣቱ ዘይካኣል ኮነ፣ካብ ስጋ ዝተውልደስጋ’ዩ ካብ መንፈስ ዝተወልደ ግን መንፈስ’ዩ።ስለዚውልድነትንረኽበሉ ጥምቀት ብጥምቅት ባሪኩንቀዲሱን ጎይታና ናይ ጥምቅት ስርዓት ሰሪዑልና።ማቴ28፡19 የው3፡3-7 1ይየው4፡8 ማር 16፡16 ጥምቀት፦ማለት ናብ ማይ ኣቲካ ምውጻእማለት አዩ።ከማኡ ኻኣ ጥምቀት ማለት ናይመንግስተ ሰማያት መእተዊ ማዕጾን ውልድነትንረኽበሉን ሚስጥር’ዩ ብጠቐላላ ጥምቐት ማለትዳግም ምውላድ ማለት’ዩ።(ሰብ ካብ ማይን ካብመንፈሰን እንተዝይተወሊዱ ናብ እግዚኣብሄርመንግስቲ ክኣቱ ኣይክእልን)።የው3፡6 ኣብ ሚስጢረጥምቅት ንእግዚኣብሄር ንፍልጦ ናይ መንፈስ ቅዱስመሕደሪ’ውን ንኽውን። 4-ምስጢረ-ቁርባን ምስጢረ ቁርባን ብመጀመርያ ዝተጀመረ ብጎይታና እየሱስ ክርስቶስ ኽከውን ከሎ ቅዱሳንሃዋርያት ካኣ ካብ ጎይታ ብዝተማህርዎ ትመህርቲመሰረት ፈጺሞሞ።ናይ ሚስጢረ ቁርባን ናይ ቃልትርጉም፡ቁርባን ማለት መባእ፣ህያብ፣መስዋቲማለት’ዩ።ምስጢራዊ ትርጉሙ ከኣ ስለ ቁርባንዝዝረብ ምስጢር ማለት ኢዩ።ብኻሊእ ኣዘራረባዝቐርቡን ዘቑሩቡን ንሳቶም ድማ ካህናት ባዕሎምተቐቢሎም{ቆሪቦም}ህዝቢ ዘቐርቡሉ ማለት’ዩ። ኣብ ሓድሽ ኪዳን ንመጀመርያ ጊዜ ቁርባንዝተጀመረ መጋቢት 26 34ዓ/ም ብጎይታናብመድሓኒና ፈጣሪና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ሓሙስመሸት (ኣብ ጸሎተ ሓሙስ)ኣብ ቤተ ኣላኣዛር’ዩ።ኣብብሉይ ኪዳን ዝነበረ ናይ እንስሳታት መስዋእቲ[ደም]ተሳዒሩ ብክርስቶስ ኣማናዊ ስጋን ደምንተተኪኣኡ ኢዩ።(ሕብስቲ ኣሊዒሉ ባረኸ ቖሪሱንደቕመዛሙርቱ ሃቦም እሞ እንኩም ብልዑእዚስጋይ ኢዩ ኢሉ፣ነቲ ጽዋዕ ኣልዒሏመስጊኑ ካኣ ሃቦምከምዚ ውን ብለ ካባኡ ስተዩ ስለ ብዙሓት ንሃጥያትይቅርታ ዝፈስስ ናይ ሃዲሽ ኪዳን ደመይ እዚ’ዩ)ማቴ26፡26-29።ቀሳውስቲ ኣብ ቅዳሴ ጊዜ ዘቅርብዎሕብስቲ ናይ ክርስቶስ ስጋ ኢዩ።እቲ ወይኒ ካ ኣ ናይክርስቶስ ድም ኢዩ።ጎይታና ካኣ ስጋይ ዘይበለዕደመይ ዘይሰተየ ናይ ዘልኣለም ሂወት የብሉን ኢሉተዛሪቡ’ዩ[የው 6፡53-58] ብጠቕላላ ምስጢረቑርባን ብጣዕሚ ጠቓምን ናይ ካላኦትሚስጥራትመደምደሚ ‘ዩ ። 5-ሚስጥረ-ትንሳኤ ሙታን ትንሳኤ ሙታን ማለት ኣብ ዝተፍላለየ ስፍራ ተፈላልዮም ዝነብሩ ነፍስን ስጋን እንደገና ተዋሂዶምምትሳእን ብድህሪ ሞት ብነፍስን ብስጋን ህይወትምርካብ ማለት’ዩ።ሙታን ካኣ ህያዋን ኩኾኑ’ዮምሬሳታት ክትሳኡ እዮም [ትን ኢስ 26፡19]።ኣብቲዳሕራይ ናይ ፍጻሜ ዘመን ጎይታናብጎይትነተንብመስጋናን ተመሊሱ ከመጽዕ’ዩ።ኣብቲጊዜ ኣቲ ዝሞቱ ሰባት ኩሎም ክትስኡ’ዮምምስትስኡ ኻኣ ጽቡቅ ዝሰርሑናብ ናይ ዘላኣለምሂወት ከከዱ’ዮም ሕማቕ[ክጉእ] ዝሰርሑ ግን ናብናይ ዘልኣለም ኩነኔ ክከዱ’ዮም።(ካብቶም ኣብመሬት ምድሪ ድቂሶም ዘለዉስ ቡዙሓት ገሊኦም ናይዘላኣለም ሂወት ገሊኦም ከኣ ናብ ሕፍረተን ናብናይዘላኣለም ውርደት ክትንስኡ እዮም)[ትን’ዳን 12፡2] ወዲሰብ ሞይቱ ፈሪሱን በስቢሱን ኣይተርፍን’ዩምኽንያቱ ጎይታና ብሞቱ ሞትን ሙስና መቓብርንስለዘጥፋሉ።ካብ ኩሉ ፍጥረት ትንሳኤ ሙታን ዘለዎፍጡር ወዲ ሰብ ጥራሕ’ዩ።ስለዝኮነ ካኣ ብጥቓ ሞትሂወት በጥቓ መቓብር ካኣ ትንሳኤ ኣለዎ።እዚውንንጎይታናን ኣምላክናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስኣብ መቓብር ዘለዉ ኩሎም ድምጹ ዝሰምዑሉ ስዓትክመጽእ’ዩ።ጽቡቕ ዝገበሩ ንናይ ሂወት ትንሳኤ ክፉእዝገበሩ ንፍርዲ ትንሳኤ ክመጹ’ዮም።ዮሃ 28 ኢሉተዛሪቡ’ዩ ነገር ግን እዚዝኾነሉ ዘመኑ ውርሑንሰዓቱን ክፈለጥ ዝኽእል የሎን[ማቴ24፡36-42]።… |
The index page of the site has 2 links to other websites.
Geographically, the server for brhanekesete.wordpress.com is located in San Francisco, United States.
Geographical area of the server | United States, California, San Francisco, 94110 |
---|---|
Site Host IP address | 192.0.78.12 |
Website DNS data |
|
Adsense account | No entry at this time |
---|---|
G+ Profile ID | No entry at this time |
Analytics | 52447-2 |
AddThis ID | No entry at this time |
WOT Ranking | No entry at this time |
---|---|
Child Safety Ranking according to WOT | No entry at this time |
Safety ranking according to Google | No entry at this time |
Potential website owners | No entry at this time |
---|---|
Registration date | 0000-00-00 |
Address renewed on | 0000-00-00 |
Day of Expiration | 0000-00-00 |
Presently, brhanekesete.wordpress.com takes 995 814 place in Alexa rank list. The position of the domain has changed by 0 over 3 months
Global/International ranking | 995814 |
---|---|
Rank delta | 0 |
Rank in target region | No entry at this time |
Information updated on | 19-02-2018 |